ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Welcome
Login / Register

Merigeta G/hawaria Ze-Abrha Le Ethiopia

Your video will begin in 4

Thanks! Share it with your friends!

URL

You disliked this video. Thanks for the feedback!

Sorry, only registred users can create playlists.
URL


Added by Admin in VOA
980 Views

Description

Merigeta G/hawaria Ze-Abrha Le Ethiopia
ናብ ማይሊሓም መቐለ ቅልቅል ዝበለ ንዐኦም ዘይፈልጥ ሰብ የለን፡፡ ውዳሰን መዝሙርን ብግእዝ ኣቕሪቦም ልቢ ሰብ የፈስሁ፡፡ ስልማት መሳሊ ምስ ረኸቡ ድማ ነታ “ናይ ኣኽሱም” ዝብል ሽም ዘውፁላን ኣብ ክሳዶም ዘንጠልጠልዋን ጥሩምባ ብኣፍንጭኦም ነፊሖም ታሕጓሶም ይገልፁ፡፡ወዲ 78 ዓመት መርጌታ ገብረሃወርያ ዲይቁነኦም ብእዋን ኣቡነ ይስሃቅ ከምዝተቐበልዎ ይዛረቡ፡፡ መርጌታ ኣብ ዓጋመ ኣቡነ ኣረጋዊ ቡከት ተወሊደ ይብሉ፡፡ ኣብ መጓሰ እንተለዉ ንሶም ኩዕንቲ እንትኣርዩ ቡኻርያ ኣባጊዕ ስለዝበለዐትሎም በዚ ዝተልዓለ ሰበይቲ ኣቦ ቀጥቂጣ ከምዝሰጎጎቶም ብኡ ኣቢሎም ናብ መቐለ ጠፊኦም ከምዝመፁ እዮም ዝዛረቡ፡፡

Post your comment

Comments

Be the first to comment
RSS